መውሊድ

Mawlid

እስልምና

ታሪኽ

መውሊድ ብረቢዑል ኣወል 12 ልደት ነብዪ ሙሓመድ የኽብር። ሙስሊማት ህይወቶም ብጸሎት፣ ንሱ ዝውድስ ግጥምን መዝሙርን ብምንባብ፣ ብዛዕባ ባህርዩ ድማ ብምምሃር የዘኻኽሩ። ብዙሓት ንደኽታት መግቢ ይህቡ። እታ መዓልቲ ምርኣይ ሓዲሽ ወርሒ ስለ ዝስዕብ ካብታ ዝተሰብአት መዓልቲ ብሓደ መዓልቲ ክትፈለ ትኽእል።

ምንጪታት

ዕለታት ን5 ዝመጽእ ዓመታት

  1. እስልምና

    2026

    ዕለት
    ነሓሰ 19፣ 2018 ረቢዑል ኣወል 12፣ 1448

    መዓልቲ ዕረፍቲ

    ትጽቢት ዝግበረሉ – ብሓደ መዓልቲ ክልወጥ ይኽእል

  2. እስልምና

    2027

    ዕለት
    ነሓሰ 8፣ 2019 ረቢዑል ኣወል 12፣ 1449

    መዓልቲ ዕረፍቲ

    ትጽቢት ዝግበረሉ – ብሓደ መዓልቲ ክልወጥ ይኽእል

  3. እስልምና

    2028

    ዕለት
    ሓምለ 27፣ 2020 ረቢዑል ኣወል 12፣ 1450

    መዓልቲ ዕረፍቲ

    ትጽቢት ዝግበረሉ – ብሓደ መዓልቲ ክልወጥ ይኽእል

  4. እስልምና

    2029

    ዕለት
    ሓምለ 17፣ 2021 ረቢዑል ኣወል 12፣ 1451

    መዓልቲ ዕረፍቲ

    ትጽቢት ዝግበረሉ – ብሓደ መዓልቲ ክልወጥ ይኽእል

  5. እስልምና

    2030

    ዕለት
    ሓምለ 6፣ 2022 ረቢዑል ኣወል 12፣ 1452

    መዓልቲ ዕረፍቲ

    ትጽቢት ዝግበረሉ – ብሓደ መዓልቲ ክልወጥ ይኽእል

ኣብ 2026 ዘለዉ ኩሎም በዓላት ርአ